ሎሚ ሰኑይ 20 ጥሪ፡ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ዳግም ናብ ቤተ-መንግስቲ ንምምላስ ይዳሎ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንኪ ክቱር ቀዝሒ ...
ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል በንያሚን ነተንያሁ ብሓማስ ዝተታሕዙ ጅሆ ንምምላስን ነቲ ን15 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ግጭት ንምዕራፍን ውዕል ከም ዝተገብረ ኣፍሊጡ። ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ዝወጸ መግለጺ ፡ ካቢነ እስራኤል ነቲ ውዕል ንምጽዳቕ ሎሚ ዓርቢ ክእከብ`ዩ ይብል። እስራኤላውያን 98 ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ...
ካብ በበይኑ ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ዝተኣኻኸቡ መጥፋእቲ ሓዊ ንባርዕ ዱር ሎስ-ኣንጀለስ ንጥፋእ ብሓደ ተዋፊሮም ኣለዉ። እቲ ኣሃዱ ግን ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝተላእኩ ኣባላት’ውን ሓቚፉ ኣሎ። ኣብታ ብሃማዂ ባርዕ ጫካ ዝማህመነት ሎስ-ኣንጀለስ መክሲካውያን ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ንሓድሽ ጽምጾ ክዳለዉ ይርኣዩ። ናይ ቀረ ...
President-elect Donald Trump’s swearing-in ceremony is to be moved inside the U.S. Capitol on Monday because of expected ...
The government’s security cabinet convened Friday to decide whether to approve a deal that would release dozens of hostages ...
The United Nations human rights chief Volker Turk warned Friday that the war in Sudan is becoming "more dangerous" for ...
ንሰኑይ 20 ጥሪ ተመዲቡ ዘሎ ቃለ-ማሕላ ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ኣብታ መዓልቲ ኣዝዩ ትሕቱ ቍሪ ክወቅዕ ምዃኑ ስለ ዝተፈልጠ፡ እቲ ስነ-ስርዓት ናብ ውሽጢ ገዛ ክኸውን ተወሲኑ ኣሎ። ሮይተርስ ንመደበር ...
ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዝነበሮ መጋብኣያ፡ ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቶክ ክሳብ ሰንበት ብርክታቱ ናብ ካልእ ሃገር እንተዘይሸይጡ ዝኽልክል ናይ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ውሳነ ኣጽኒዑ። ደያኑ ...