ኣብ ጁባ ርእሰ-ከተማ ደቡብ ሱዳን፡ ድሕሪ ቅትለት 29 ደቡብ ሱዳናውያን ኣብ ወድ-መደኒ ሱዳን፡ ብዝሰዓበ ህዝባዊ ናዕቢ እታ ከተማ ሓሙስ ተናዊጻ ኣምስያ። ድሕሪ’ቲ ህዝባዊ ቍጠዐ፡ ነበርቲ፡ ትካላት ...
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቶም ዝሓለፉ 25 ዓመታት ልዕሊ 400 ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ መፅናዕታት ሓቢሮም። ብሰብ ሞያ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝቐረበ መፅናዕቲ ከምዝሕብሮ፣ እቲ መበገሲኡ ኣብ ክልል ...
ኣብ ከተማ መቐለ “ይኣክል” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሰለስተ መዓልታት ቀትርን ለይተን ዝተኻየደ ሰልፊ ሎሚ ሓሙስ ወጋሕታ ተዛዚሙ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ቅዋም፣ “መራሕቲ ...
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ኣመንቲ እስልምና ዝዀና ተመሃሮ ሕጃብ ለቢሰን ከይመሃራ ድሕሪ ዝገበሮ ክልከላ፡ እተን 159 ተመሃሮ ሕጅብ ለቢሰን ትምህርተን ክቕጽላ መምርሒ ...
መንጎኛታት፡ እስራኤልን ሓማስን ንምቍራጽ ተጻብኦ ከም ዘተሰማምዑ ሎሚ ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪ ሓቢሮም። ሎሚ ዝተነግረ ስምምዕ ግብራዊ ምስ ዝኸውን ነቲ ንልዕሊ 15 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኣህላቒ ዝተሰምየ ኲናት ...
ሰብ-መዚ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ናብቶም ዘይሕጋውያን ኢሎም ዝጽውዑዎም ዓደንቲ ዝኣቱ ቀረብ ከቋርጽ ድሕሪ ምውሳኖም፡ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ዓሰርተታት ሬሳታትን ዝማሰኑ ዓደንቲን ኣውጺኦም። ኣማኢት ግና ...
(ዩኒሰፍ) ከም ዘምልክቶ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ሓደ ሽሕ ሕርሲ፡ ኣስታት 37 ሞት ህጻናትን ኣደታትን የጋጥም። ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ኤርትራ ክኢላ ማህጸንን መወለዳንን ዝዀነ ዶክተር ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ ተምሃሮ ሰዓብቲ እስልምና ሃይማኖት ኣዋልድ ሕጃብ ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይኣትዋ ምኽልካሎም ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍን ንኻርቱም ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዕጹዕ ውግእን ቀጻሊ ደብዳብን፡ ብውሑዱ 120 ሲቪላውያን ሰባት ምቕታሎም ኢምባዳ ዝተሰምየ ...